| ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ማናጀር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጉንበት 29, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሰነ 11, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዋ ክፍቲ ስራሕ መደብ ማናጀር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ረቋሒ ዘማልኡ ስራሕ ደለይቲ ኣወዳዲራ ትቆፅር ትደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብጠቅላላ ሕርሻ፣ ኣኒማል ሳይንስ፣ ኣግሮ ኢኮኖሚክስስ፣ ከኦፕሬቲቭን ካልኦት ተዛመድትን |
| ተደላይይ ክእለት | መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዋ/ዎ |
| ልምዲ ስራሕ | ንዲግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ንማስተርስ ዲግሪ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| መተሓሳሰቢ | 1 ምዝገባ ዝጅመረሉ ካብ 28/09/2011ዓ/ም ክሳብ 11/10/2011ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት 2 ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 420 3 ናይ ፈተና ገዘ ብምልክታ ይግለፅ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409923 ምድዋል ይከኣል፤ |