ኤክስኩቲቭ ሴክረታሪ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ
መብርሂ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ  እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ሴክሬታቲ ፀሓፊትን ምም/ር ኦፊስን፣ ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ዳታ ኢንኮደር፣ ዳታ ኢንትሪ፣ ችሎት ፀሓፊት

ተደላይይ ክእለት

ኣይቲ፣ ኢስታስታንክ ፣ ኣይቲ ሳፖርት፣ ሲስተም ሰርቪስ፣ ኣይቲ ሳፖርት ሰርቪስ፣ ኣድሚኒስትሬሽን ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ሴክሬታሪ፣ ኮምፒዩተር፣ ሳይንስ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ፣ ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ሴክሬታሪያል ሳይንስ፣  ወዘተ

ልምዲ ስራሕ

ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 50 ሚኢታዊ

መተሓሳሰቢ

1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307

2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤

3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት

4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤

5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤

Share this Post:
ድሕሪት