| ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኤክስኩቲቭ ሴክረታሪ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጉንበት 26, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሰነ 3, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ሴክሬታቲ ፀሓፊትን ምም/ር ኦፊስን፣ ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ዳታ ኢንኮደር፣ ዳታ ኢንትሪ፣ ችሎት ፀሓፊት |
| ተደላይይ ክእለት | ኣይቲ፣ ኢስታስታንክ ፣ ኣይቲ ሳፖርት፣ ሲስተም ሰርቪስ፣ ኣይቲ ሳፖርት ሰርቪስ፣ ኣድሚኒስትሬሽን ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ሴክሬታሪ፣ ኮምፒዩተር፣ ሳይንስ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ፣ ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ሴክሬታሪያል ሳይንስ፣ ወዘተ |
| ልምዲ ስራሕ | ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 50 ሚኢታዊ |
| መተሓሳሰቢ | 1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307 2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤ 3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤ 5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤ |