ኤዲተር

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ
መብርሂ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ  እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ብመተሓባበሪ ውሽጢ ኦዲተር፣ ሒሳብ ሓላፊ፣ ሒሳብ ክኢላ፣ ሒሳብ ሰራሕተኛ፣ በጀት ክኢላ፣ ብሕብረት ስራሕ ኦዲተርነት፣ ብሓላፍነት ታክስ ኦዲት፣ ሰራሕተኛ ብሓላፍነት ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ወዘተ

ተደላይይ ክእለት

ኤዲተር    ብኣካውንቲንግ፣ ብኦዲቲንግ፣ ኢኮኖሚክስ ማናጅመንት፣ ብኣካውንቲንግ እና ፋይናንስ፣ ብኣካውንቲንግ ኤዲቲንግ፣ ባንክ አና ኢንሹራንስ፣ ፐብሊክ ፋይናንስ፣ ፐብሊክ ፕሮክርመንት ወዘተ

ልምዲ ስራሕ

ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ  ሚኢታዊ

ምስ ስራሕቲ ኦዲት ተመሳሳልነት ዘለዎም

መተሓሳሰቢ

 1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307

2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤

3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት

4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤

5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤

Share this Post:
ድሕሪት