ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ኤዲተር |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጉንበት 26, 2011 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሰነ 3, 2011 |
ቦታ | |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
ትምህርቲ ደረጃ | ብመተሓባበሪ ውሽጢ ኦዲተር፣ ሒሳብ ሓላፊ፣ ሒሳብ ክኢላ፣ ሒሳብ ሰራሕተኛ፣ በጀት ክኢላ፣ ብሕብረት ስራሕ ኦዲተርነት፣ ብሓላፍነት ታክስ ኦዲት፣ ሰራሕተኛ ብሓላፍነት ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ወዘተ |
ተደላይይ ክእለት | ኤዲተር ብኣካውንቲንግ፣ ብኦዲቲንግ፣ ኢኮኖሚክስ ማናጅመንት፣ ብኣካውንቲንግ እና ፋይናንስ፣ ብኣካውንቲንግ ኤዲቲንግ፣ ባንክ አና ኢንሹራንስ፣ ፐብሊክ ፋይናንስ፣ ፐብሊክ ፕሮክርመንት ወዘተ |
ልምዲ ስራሕ | ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ ሚኢታዊ ምስ ስራሕቲ ኦዲት ተመሳሳልነት ዘለዎም |
መተሓሳሰቢ | 1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307 2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤ 3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤ 5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤ |