ክኢላ ፅገና

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ
መብርሂ

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ  እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

በዓል ሞያ ፅገና ናውቲ ቲሓርን ግ/ምክርን በዓል ሞያ ሶፍት ዌር በዓል ሞያ ኣብ ኤሌክትሮኒክስ ዝተደረከ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ሶፍት ዌር ዴቬሎፕመንት ወዘተ

ተደላይይ ክእለት

ብኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ፣ ብኤሌክትትሮኒክስ ቴክኖሎጂ፣ ማኑፋክቸሪንግ፣ ጀነራል መካኒካል ቴክኖሎጂ፣ ኢንዳስትሪያል ቴክኖሎጂ

ልምዲ ስራሕ

ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ  ሚኢታዊ

ተለኣኪ፣ ሪ/ማህደርን፣ መረዳእታ ሓ/ሰብ፣ ፖስተኛ

መተሓሳሰቢ

 1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307

2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤

3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት

4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤

5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤

Share this Post:
ድሕሪት