| ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ክኢላ ፅገና |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ሰነ 3, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሰነ 3, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 1 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | በዓል ሞያ ፅገና ናውቲ ቲሓርን ግ/ምክርን በዓል ሞያ ሶፍት ዌር በዓል ሞያ ኣብ ኤሌክትሮኒክስ ዝተደረከ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ሶፍት ዌር ዴቬሎፕመንት ወዘተ |
| ተደላይይ ክእለት | ብኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ፣ ብኤሌክትትሮኒክስ ቴክኖሎጂ፣ ማኑፋክቸሪንግ፣ ጀነራል መካኒካል ቴክኖሎጂ፣ ኢንዳስትሪያል ቴክኖሎጂ |
| ልምዲ ስራሕ | ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ ሚኢታዊ ተለኣኪ፣ ሪ/ማህደርን፣ መረዳእታ ሓ/ሰብ፣ ፖስተኛ |
| መተሓሳሰቢ | 1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307 2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤ 3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤ 5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤ |