በዓል ሞያ ኦዲት IV

ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ
መብርሂ

ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መቐለ ንዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብናይ ቀጥታ ናይ ደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ቀጥታ ዝሰርሓም ኣግባብነት ዘለዎ ልምዲ ስራሕ በዚ ዝስዕብ ይከውን ሓላፊ ምም/ርን ፋይ/ን ሒሳብ በጀትን ሓላፊ/ሰራሕተኛን፣ ሒሳብ ሰራሕተኛ፣ ፋይናንስ ኦፊሰር፣ ፋይናንስ ሪፖርት ኦፊሰር፣ ሒሳብ ኢንስፔክሽን ሓላፊ/ሰራሕተኛ፣ ሲነር ኣካውንታንት፣ ሒሳብ ወፃእታት በዓልሞያ፣ ወናኒ/መተሓባበሪ ዕደጋ፣ ክኢላ ሒሳብ፣ ፋ/ን/ም/ር፣ ክኢላ በጀት ፣ በጀትን ክትትልን፣ ፋይናንስን ንብረት ሓላፊ ሰራሕተኛ፣ ተሓዚ ገንዘብ፣ ክኢላ ውሽጢ ኦዲት፣ ደገ ኦዲተር ግዘኢትን ፋይናንስ ክኢላ…..

ተደላይይ ክእለት

ን1ይ ዲግሪ 7ተ ዓመት ን2ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት

ልምዲ ስራሕ

ን1ይ ዲግሪ 7ተ ዓመት ን2ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት

መተሓሳሰቢ

1 ቦታ ምዝገባ- ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ኣ/ስ/ስ/ሓ/ ሰብ ጥቃ ሓዱሽ መናሃርያ መቐለ

2 ምዝገባ ዝጅመረሉ ዕለትን ሰዓትን 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ

3 ምዝገባ ዝወዳኣሉ ዕለትን ሰዓትን 14/09/2011 ድሕሪ ሰዓት 11፡00

4 ምልመላ ዝካየደሉ ዕለትን ሰዓትን 15/09/2011 ድሕሪ ሰዓት 9፡00

5 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 16/09/2011 ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3፡00

 ፈተና ዝወሃበሉ ቦታን ቁፅርን ቢሮን፣ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ኣ/ስ/ስ/ሓ/ ሰብ

 ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቱ ይሕገዝ/ የበረታትዕ 3 ሚኢታዊ ይውስክን ማዕረ ተወፂኦም ውን ቀዳምነት ይወሃበን፡

Share this Post:
ድሕሪት