| ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | በዓል ሞያ ኦዲት IV |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ጉንበት 16, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መቐለ ንዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብናይ ቀጥታ ናይ ደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቀጥታ ዝሰርሓም ኣግባብነት ዘለዎ ልምዲ ስራሕ በዚ ዝስዕብ ይከውን ሓላፊ ምም/ርን ፋይ/ን ሒሳብ በጀትን ሓላፊ/ሰራሕተኛን፣ ሒሳብ ሰራሕተኛ፣ ፋይናንስ ኦፊሰር፣ ፋይናንስ ሪፖርት ኦፊሰር፣ ሒሳብ ኢንስፔክሽን ሓላፊ/ሰራሕተኛ፣ ሲነር ኣካውንታንት፣ ሒሳብ ወፃእታት በዓልሞያ፣ ወናኒ/መተሓባበሪ ዕደጋ፣ ክኢላ ሒሳብ፣ ፋ/ን/ም/ር፣ ክኢላ በጀት ፣ በጀትን ክትትልን፣ ፋይናንስን ንብረት ሓላፊ ሰራሕተኛ፣ ተሓዚ ገንዘብ፣ ክኢላ ውሽጢ ኦዲት፣ ደገ ኦዲተር ግዘኢትን ፋይናንስ ክኢላ….. |
| ተደላይይ ክእለት | ን1ይ ዲግሪ 7ተ ዓመት ን2ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት |
| ልምዲ ስራሕ | ን1ይ ዲግሪ 7ተ ዓመት ን2ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | 1 ቦታ ምዝገባ- ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ኣ/ስ/ስ/ሓ/ ሰብ ጥቃ ሓዱሽ መናሃርያ መቐለ 2 ምዝገባ ዝጅመረሉ ዕለትን ሰዓትን 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ 3 ምዝገባ ዝወዳኣሉ ዕለትን ሰዓትን 14/09/2011 ድሕሪ ሰዓት 11፡00 4 ምልመላ ዝካየደሉ ዕለትን ሰዓትን 15/09/2011 ድሕሪ ሰዓት 9፡00 5 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 16/09/2011 ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3፡00 ፈተና ዝወሃበሉ ቦታን ቁፅርን ቢሮን፣ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ኣ/ስ/ስ/ሓ/ ሰብ ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቱ ይሕገዝ/ የበረታትዕ 3 ሚኢታዊ ይውስክን ማዕረ ተወፂኦም ውን ቀዳምነት ይወሃበን፡ |