ሰራሕተኛ ንብረት ኦፊሰር

ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ
መብርሂ

ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መቐለ ንዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብናይ ቀጥታ ናይ ደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ኣካውንቲንግ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ማናጅመንት ፣ ኢኪኖሚክስ፣ ፐርቸዚንግ ሳፕላይስ ማናጅመንት፣ ኮኦፕረቲቭ

ተደላይይ ክእለት

 ዲሎማ ዜሮ ዓመት ስራሕ ልምዲ ሲኢሲ ለቨል ባይ ለቨል ብርኪ 4 ብመምርሒ መሰረት

ልምዲ ስራሕ

ኣካውንቲንግ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ማናጅመንት ፣ ኢኪኖሚክስ፣ ፐርቸዚንግ ሳፕላይስ ማናጅመንት፣ ኮኦፕረቲቭ

መተሓሳሰቢ

1 ቦታ ምዝገባ- ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ኣ/ስ/ስ/ሓ/ ሰብ ጥቃ ሓዱሽ መናሃርያ መቐለ

2 ምዝገባ ዝጅመረሉ ዕለትን ሰዓትን 06/09/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ

3 ምዝገባ ዝወዳኣሉ ዕለትን ሰዓትን 12/09/2011 ድሕሪ ሰዓት 11፡00

4 ምልመላ ዝካየደሉ ዕለትን ሰዓትን 13/09/2011 ድሕሪ ሰዓት 9፡00

5 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 14/09/2011 ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3፡00

 ፈተና ዝወሃበሉ ቦታን ቁፅርን ቢሮን፣ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ኣ/ስ/ስ/ሓ/ ሰብ

 ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቱ ይሕገዝ/ የበረታትዕ 3 ሚኢታዊ ይውስክን ማዕረ ተወፂኦም ውን ቀዳምነት ይወሃበን፡፡

Share this Post:
ድሕሪት