| ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሰራሕተኛ ንብረት ኦፊሰር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ጉንበት 14, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 1 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መቐለ ንዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ብናይ ቀጥታ ናይ ደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ኣካውንቲንግ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ማናጅመንት ፣ ኢኪኖሚክስ፣ ፐርቸዚንግ ሳፕላይስ ማናጅመንት፣ ኮኦፕረቲቭ |
| ተደላይይ ክእለት | ዲሎማ ዜሮ ዓመት ስራሕ ልምዲ ሲኢሲ ለቨል ባይ ለቨል ብርኪ 4 ብመምርሒ መሰረት |
| ልምዲ ስራሕ | ኣካውንቲንግ ቢዝነስ ኢዱኬሽን፣ ማናጅመንት ፣ ኢኪኖሚክስ፣ ፐርቸዚንግ ሳፕላይስ ማናጅመንት፣ ኮኦፕረቲቭ |
| መተሓሳሰቢ | 1 ቦታ ምዝገባ- ትግራይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ኣ/ስ/ስ/ሓ/ ሰብ ጥቃ ሓዱሽ መናሃርያ መቐለ 2 ምዝገባ ዝጅመረሉ ዕለትን ሰዓትን 06/09/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ 3 ምዝገባ ዝወዳኣሉ ዕለትን ሰዓትን 12/09/2011 ድሕሪ ሰዓት 11፡00 4 ምልመላ ዝካየደሉ ዕለትን ሰዓትን 13/09/2011 ድሕሪ ሰዓት 9፡00 5 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 14/09/2011 ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3፡00 ፈተና ዝወሃበሉ ቦታን ቁፅርን ቢሮን፣ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ኣ/ስ/ስ/ሓ/ ሰብ ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቱ ይሕገዝ/ የበረታትዕ 3 ሚኢታዊ ይውስክን ማዕረ ተወፂኦም ውን ቀዳምነት ይወሃበን፡፡ |