https://milkta.com/ti/jobs/display/662
ሕብረት ሽርክና ማሕበር መፍረይን ሓፂን መፂን ካሳን ለምለም
መፀውዒ መደብ ሒሳብ ኪኢላ
ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2007
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2007
ቦታ 1
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ጊዝያዊ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

ካሳን ለምለምን ሓፂን መፂን መፍረይ ሕብረት ሽርክና ማህበር ዉቅሮ

ምልክታ

አብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ነዚ ዝስዕብ ረቆሕታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ዲዛይነር

ደረጃ ትምህርቲ : BA

ዝተመረቀሉ ዓይነት ትምህርቲ :  Accounting 

ዝህልዎ ስራሕ ልምዲ : ብናይ ሒሳብ ስራሕ ልዕሊ 2 ዓመት ዝሰርሐ ኣብ መትረፊ ኣካል ዝሰርሐ ይምረፅ

ተወሳኪ ክአለት : ናይ ኮምፒተር ክእለት

ዝቖፀረሉ ዲፓርትመንት : ፋይናንስን በጀት ምምሕዳር 

ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ

ፆታ አይፈልን

ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ናይ ፋብሪካ HRM ቤት ፅሕፈት

መመልከቲ ከቕርቦ ዝግባእ መረዳእታ

  • ኦርጅናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ

  • ኦርጅናል ናይ ስራሕ ልምዲ መረዳእታ ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ

  • ናይ ካልኣት ዘተሐተቱ ተወሳኪ ክአለታት መረዳእታ

ድሕሪ ምዝገባ ኣብ ምፅራይ ነዝሐለፉ ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ንልጥፍን ነፍልጥን ምኮና

አድራሻ ፋብሪካ ኣብ ከተማ ዉቕሮ ትሕቲ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን /ጥቃ ናይል ቆርቆሮ ፋብሪካ/


 


 

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle