ኢንግሊዝኛ መምህር

ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መብርሂ

መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ ሙሉእ 1ይ 2ይ ደረጃን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሐቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ መምህርነት ኣወዳዲሩ ብቋሚነት ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማ

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ እተማልኡ ኣመልከትቲ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም፣ ሲቪ፣መረዳእታ ልምዲ ስራሕኩምን መለለይ ካርድኩምን ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሸጢ 5ተ ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንክተመልክቱ ነተሓሳስብ፡፡

 ድሕሪ ምም/ር ክልል ትግራይ /ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

0344-411301/418556/419818

Share this Post:
ድሕሪት