https://milkta.com/ti/jobs/display/6548
ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል
መፀውዒ መደብ ኢንግሊዝኛ መምህር
ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 1, 2011
ቦታ
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ
መሃያ
ብዓይነት ስራሕ ቐዋሚ
ብስራሕ መደብ
ብኣገልግሎት ዘመን ማናጅመንት
ፆታ ኣይፈልን
ብዝሒ 1
መብርሂ

መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ ሙሉእ 1ይ 2ይ ደረጃን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሐቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ መምህርነት ኣወዳዲሩ ብቋሚነት ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማ

ልምዲ ስራሕ

2 ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ እተማልኡ ኣመልከትቲ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳእታ ትምህርትኩም፣ ሲቪ፣መረዳእታ ልምዲ ስራሕኩምን መለለይ ካርድኩምን ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሸጢ 5ተ ተከታታሊ ናይ ስራሕ መዓልታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንክተመልክቱ ነተሓሳስብ፡፡

 ድሕሪ ምም/ር ክልል ትግራይ /ጥቃ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

0344-411301/418556/419818

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle