| ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ቦምቦ ሰራሕተኛ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2007 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ታሕሳስ 13, 2007 |
| ቦታ | መቀለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ትካልና ኢ.ቴ .መ እፅዋት ቲሹ ካልቸር ላብራቶሪ ካብዚ ሲዒቡ ቀሪቡ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቐፅር ይደሊ:: ተደላዩ ትምህርቲ ----------------- ኮሌጅ ዲፕሎማ 10+ 3 ፕላምፒንግ ጀነራል መካኒክ /ኤሌክትሮ መካኒክ 2 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ናይ ቑፃር ኹነታት –-- ንናይ ፕሮጀክት ግዜ መቐለ አመልከቲ ዘይምለስ ቅዳሕ ናይ ትምህርቲ ደረጃ ስራሕ ልምድን ካልኦትን መረዳእታ ሒዘኩም ብምቕራብ ካብ ዕለት 06/ 04/ 2007 ዓ/ም - 13/ 04 /2007 ዓ/ም ምምዝጋብ ከምትክእሉ ነፍልጥ:: መመዝገቢ ቦታ –-- ፕሮጀክት ኦፊስ ዒላላ ድሕሪ ሱር ኮንስትራክሽን |