ሪፖርተር ቋንቋ ኣማሓርኛ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር
መብርሂ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

BA Degree

ተደላይይ ክእለት

BA ብጋዜጠኝነትን ኮሚዩኒኬሽን ብ ቋንቋን ስነፅሑፍን ቲያትሪካል ኣርት

ልምዲ ስራሕ

0

መተሓሳሰቢ

እዚ ዘለኩም መረዳእታ ዋናን ምስ ዘይምለስ ቅዳሕን ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 22/08/2011ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ ናይ ሰራሕ መዓልቲታት ኩሉሻብ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልታት ኦፊሰር ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር እናቀረብኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ፤

Share this Post:
ድሕሪት