ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ሪፖርተር ቋንቋ ኣማሓርኛ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2011 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ሚያዝያ 26, 2011 |
ቦታ | |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 4 |
መብርሂ | ድምፂ ወያነ ትግራይ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
ትምህርቲ ደረጃ | BA Degree |
ተደላይይ ክእለት | BA ብጋዜጠኝነትን ኮሚዩኒኬሽን ብ ቋንቋን ስነፅሑፍን ቲያትሪካል ኣርት |
ልምዲ ስራሕ | 0 |
መተሓሳሰቢ | እዚ ዘለኩም መረዳእታ ዋናን ምስ ዘይምለስ ቅዳሕን ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 22/08/2011ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ ናይ ሰራሕ መዓልቲታት ኩሉሻብ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልታት ኦፊሰር ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር እናቀረብኩም ክትምዝገቡ ትክእሉ፤ |