ሒሳብ ሰራሕተኛ

ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ዕቋርን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር
መብርሂ

ናይ ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ዕቋርን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ነዚ ዝስዕብ ዝመልኡ ናይ ሒሳብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማ ብኣካውንቲንግ 1ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ

ተደላይይ ክእለት

ዲፕሎማ ብኣካውንቲንግ 1ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ

ልምዲ ስራሕ

1 year 

መተሓሳሰቢ

መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2-23 ወይ 2-36

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 14/08/2011 ክሳብ 18/08/2011 ናይ ስራሕ መዓልቲ

ናይ ሲኦሲ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

Share this Post:
ድሕሪት