| ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ዕቋርን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሒሳብ ሰራሕተኛ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ናይ ፋይናንስን ኢኮኖሚያዊ ልምዓትን ዕቋርን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ነዚ ዝስዕብ ዝመልኡ ናይ ሒሳብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማ ብኣካውንቲንግ 1ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ |
| ተደላይይ ክእለት | ዲፕሎማ ብኣካውንቲንግ 1ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ |
| ልምዲ ስራሕ | 1 year |
| መተሓሳሰቢ | መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2-23 ወይ 2-36 ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 14/08/2011 ክሳብ 18/08/2011 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ሲኦሲ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤ |