ኤክስኩዩቲ ሴክረታሪ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ብቋምነት ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

SSOm IT/ information technology /ITA / information technology assistance/ support system service. IT support service administration secretary, IT computer sence MIS/ management information system/. Administration office secretarial etc

ተደላይይ ክእለት

ሴክረታሪ፣ ፅሕፈት ምምሕዳር ኦፊስን፣ ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ፀሓፊን ሰነድን ቢ/ያ፣ ሴክረታሪን ታይፕስት፣ ዳታ ኢንኮደረ/ዳታ ኢንትሪ ፣ ችሎት ፀሓፊ፣ኮፒ ታይፕስት፣ ፅሕፈትን ሓበሬታን መረዳእታ

ልምዲ ስራሕ

4

መተሓሳሰቢ

መመዝገቢ ዕለት ካብ 15/08/2011ዓ/ም ክሳብ 21/08/2011ዓ/ም

መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቁፅሪ 03

መመልከትቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ/ ሲቪ/ ሒዝኩም ክተቀርቡ ይግባእ፤

 ሲኦሲ ወይ ብቅዓት መረጋገፂ ዝሓለፈ

ንጉደኣት ኣካል፣ ዝነኣሰ ቁፅሪ ዘለዎም ብሄረ ሰብ፣ ንደቂ ኣንትዮ ነተባብዕ፤

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 24/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344-401063/0348-409932

Share this Post:
ድሕሪት