| ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኤክስኩዩቲ ሴክረታሪ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሚያዝያ 21, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ብቋምነት ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | SSOm IT/ information technology /ITA / information technology assistance/ support system service. IT support service administration secretary, IT computer sence MIS/ management information system/. Administration office secretarial etc |
| ተደላይይ ክእለት | ሴክረታሪ፣ ፅሕፈት ምምሕዳር ኦፊስን፣ ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ፀሓፊን ሰነድን ቢ/ያ፣ ሴክረታሪን ታይፕስት፣ ዳታ ኢንኮደረ/ዳታ ኢንትሪ ፣ ችሎት ፀሓፊ፣ኮፒ ታይፕስት፣ ፅሕፈትን ሓበሬታን መረዳእታ |
| ልምዲ ስራሕ | 4 |
| መተሓሳሰቢ | መመዝገቢ ዕለት ካብ 15/08/2011ዓ/ም ክሳብ 21/08/2011ዓ/ም መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቁፅሪ 03 መመልከትቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ/ ሲቪ/ ሒዝኩም ክተቀርቡ ይግባእ፤ ሲኦሲ ወይ ብቅዓት መረጋገፂ ዝሓለፈ ንጉደኣት ኣካል፣ ዝነኣሰ ቁፅሪ ዘለዎም ብሄረ ሰብ፣ ንደቂ ኣንትዮ ነተባብዕ፤ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 24/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344-401063/0348-409932 |