| 104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ዳህሳስ ዕዳጋ ማርኬቲንግ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሕዳር 30, 2007 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2007 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ንካልአይ ግዜ ዝወፀ ናይ ስራሕ ምልከታ ተደላይ ክእለት --------- ዲፕሎማ ብማርኬቲንግ : ብአካዉንቲንግ COC ዝምልከተኩም /ብቅዓት መረጋገፂ ዝሐለፈ/ት ከቅርብ/ ከተቅርብ ዝክእል /ትክእል 2 ዓመት ዝሰርሐ/ት ተወሳኪ ናይ ኮምፒተር እኩል አፍለጦ ዘለዎ/ዋ ሰርተፌኬት ከቅርብ ክተቅርብ ትክእል:: ፆታ ------------ ኣይፈልን
|
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ናይ ፈተና እዋን ----------- 3 ታሕሳስ 2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቐትሪ ፈተና ዝወሃበሉ ቦታ --------- 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ኣመልከቲ ከማልእዎ ዝግባእ ኦርጅናልን ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምዲ መረዳእታን ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ
|