ሒሳብ ሰራሕተኛ

ጥዕና ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማሕበር
መብርሂ

ጥዕና ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማሕበር ሓ/ዝ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ቀዋሚ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

በኣካውንቲንግ ፋይናንስን ብኣውንቲንግ ባንኪንግ ወ በኣካውንቲንግ ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዋ/ዎ

መሰረታዊ ክእለት ኮምፒዩተር ዘለዋ/ዎ

Peachtree ሰረቲፊኬት ዘለዋ/ዎ

ተደላይይ ክእለት

በኣካውንቲንግ ፋይናንስን ብኣውንቲንግ ባንኪንግ ወ በኣካውንቲንግ ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዋ/ዎ

መሰረታዊ ክእለት ኮምፒዩተር ዘለዋ/ዎ

Peachtree ሰረቲፊኬት ዘለዋ/ዎ

ልምዲ ስራሕ

0

መተሓሳሰቢ

1 ናይ ምዝገባ ካብ ዐለት 11/08/2011ዓ/ም ከሳብ 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

 2 ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ቢሮ ሓለዋ ክልል ትግራይ ፋ/ክ/ቁፅሪ 1

 3 ናይ ትም/ቲ መረዳእታ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

4 ዋሕስ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ፈተና ግዜ ብምልክታ ይግለፅ

Share this Post:
ድሕሪት