| ጥዕና ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማሕበር | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሒሳብ ሰራሕተኛ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ጥዕና ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማሕበር ሓ/ዝ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ቀዋሚ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | በኣካውንቲንግ ፋይናንስን ብኣውንቲንግ ባንኪንግ ወ በኣካውንቲንግ ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዋ/ዎ መሰረታዊ ክእለት ኮምፒዩተር ዘለዋ/ዎ Peachtree ሰረቲፊኬት ዘለዋ/ዎ |
| ተደላይይ ክእለት | በኣካውንቲንግ ፋይናንስን ብኣውንቲንግ ባንኪንግ ወ በኣካውንቲንግ ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዋ/ዎ መሰረታዊ ክእለት ኮምፒዩተር ዘለዋ/ዎ Peachtree ሰረቲፊኬት ዘለዋ/ዎ |
| ልምዲ ስራሕ | 0 |
| መተሓሳሰቢ | 1 ናይ ምዝገባ ካብ ዐለት 11/08/2011ዓ/ም ከሳብ 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 2 ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ቢሮ ሓለዋ ክልል ትግራይ ፋ/ክ/ቁፅሪ 1 3 ናይ ትም/ቲ መረዳእታ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል 4 ዋሕስ ከቅርብ ዝክእል 5 ናይ ፈተና ግዜ ብምልክታ ይግለፅ |