ኣካውንታንት

መሸጢን መለዋወጢን መከፋፈሊን ዱራ ቫዮ ኣቱል
መብርሂ

ዱራ ቫዮ ኣቱል መሸጫ መለዋወጫ እና ማከፋፈያ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ክቆፅር ይደሊ፡፡  

ትምህርቲ ደረጃ

ብኣካውንቲንግ ወይም ብማኔጅመንት 1ይ ዲግሪ /BA/

ተደላይይ ክእለት

ብኣካውንቲንግ ወይም ብማኔጅመንት 1ይ ዲግሪ /BA/

ልምዲ ስራሕ

ብተመሳሳሊ ስራሕ መደብ ድሕሪ ምረቃ 5ተ ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ

መተሓሳሰቢ

ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒን ምስ ሲቪ ብምሓዝ ካብ ዕለት 12/08/2011ዓ/ም ክሳብ 22/08/2011ዓ/ም ካብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ሶኒ ክሳብ ቀዳም ካብ ንገሆ ሰዓት 3፡00 ክሳብ 5፡00 ኣብ ዘሎ ሰዓት ምምዝጋብ ይከኣል፡፡ መመዝገቢ ቦታ ከ/ከተማ ይ ወያነ ቀበሌ 11 ናይ ቀደም ሓሸንገ ፊት ንፊት ጠቃ ሰኣመ መባእታዊ ሆስፒታል ንርከብ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0911-343304 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል፡፡

Share this Post:
ድሕሪት