| መሸጢን መለዋወጢን መከፋፈሊን ዱራ ቫዮ ኣቱል | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኣካውንታንት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ዱራ ቫዮ ኣቱል መሸጫ መለዋወጫ እና ማከፋፈያ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብኣካውንቲንግ ወይም ብማኔጅመንት 1ይ ዲግሪ /BA/ |
| ተደላይይ ክእለት | ብኣካውንቲንግ ወይም ብማኔጅመንት 1ይ ዲግሪ /BA/ |
| ልምዲ ስራሕ | ብተመሳሳሊ ስራሕ መደብ ድሕሪ ምረቃ 5ተ ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ |
| መተሓሳሰቢ | ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒን ምስ ሲቪ ብምሓዝ ካብ ዕለት 12/08/2011ዓ/ም ክሳብ 22/08/2011ዓ/ም ካብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ሶኒ ክሳብ ቀዳም ካብ ንገሆ ሰዓት 3፡00 ክሳብ 5፡00 ኣብ ዘሎ ሰዓት ምምዝጋብ ይከኣል፡፡ መመዝገቢ ቦታ ከ/ከተማ ይ ወያነ ቀበሌ 11 ናይ ቀደም ሓሸንገ ፊት ንፊት ጠቃ ሰኣመ መባእታዊ ሆስፒታል ንርከብ፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0911-343304 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል፡፡ |