ንኡስ ጨንፈር ስራሕ መካየዲ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ
መብርሂ

ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣመልከቲ ኣወዳዲሩ ብቋዋምነት ከቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ በማጀመንት፣ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ቢዝነስ ማኔጅመንት፣ ባንክን ፋይናንስን፣ ኢኮኖሚክስን ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርትን

ተደላይይ ክእለት

ቀዳማይ ዲግሪ በማጀመንት፣ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ቢዝነስ ማኔጅመንት፣ ባንክን ፋይናንስን፣ ኢኮኖሚክስን ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርትን

ልምዲ ስራሕ

4 ዓመት ብተመሳሳሊ ስራሕ ልምዲ እንተነኣሰ 2 ዓመት ብሓላፍነት ዘሰርሐ

መተሓሳሰቢ

ካብ ዕለት 19/04/2019 ኣ.ፈ ክሳብ 25/04/2019 ኣ.ፈ ኣብ ስራሕ ሰዓት

ልዕል ኢሉ ዝተቀመጠ ረቋሕታት ተማለኡ ኣመልከቲ  ኦርጂናል ዘይምለስ ኮፒ ደኩመንትኩም ብምሓዝ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 3ይ ደብሪ  ኦፊስ ቁፅሪ 4 ኣብ ኩለን ጨንፈራት ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ንዕድም፡፡

ገዛ ክራይ ፣ ትራንስፖርትን ንሞባይል ካርዲ ጥቅማ ጥቅሚ ንከፍል ምዃና ክንሕብር ንፈቱ፡፡

Share this Post:
ድሕሪት