| አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ንኡስ ጨንፈር ስራሕ መካየዲ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ቀዳም ሚያዝያ 12, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣመልከቲ ኣወዳዲሩ ብቋዋምነት ከቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪ በማጀመንት፣ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ቢዝነስ ማኔጅመንት፣ ባንክን ፋይናንስን፣ ኢኮኖሚክስን ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርትን |
| ተደላይይ ክእለት | ቀዳማይ ዲግሪ በማጀመንት፣ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ቢዝነስ ማኔጅመንት፣ ባንክን ፋይናንስን፣ ኢኮኖሚክስን ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርትን |
| ልምዲ ስራሕ | 4 ዓመት ብተመሳሳሊ ስራሕ ልምዲ እንተነኣሰ 2 ዓመት ብሓላፍነት ዘሰርሐ |
| መተሓሳሰቢ | ካብ ዕለት 19/04/2019 ኣ.ፈ ክሳብ 25/04/2019 ኣ.ፈ ኣብ ስራሕ ሰዓት ልዕል ኢሉ ዝተቀመጠ ረቋሕታት ተማለኡ ኣመልከቲ ኦርጂናል ዘይምለስ ኮፒ ደኩመንትኩም ብምሓዝ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 3ይ ደብሪ ኦፊስ ቁፅሪ 4 ኣብ ኩለን ጨንፈራት ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ንዕድም፡፡ ገዛ ክራይ ፣ ትራንስፖርትን ንሞባይል ካርዲ ጥቅማ ጥቅሚ ንከፍል ምዃና ክንሕብር ንፈቱ፡፡ |