ሒሳብ መምህር እና ኢንግሊዝኛ መምህር

ደብረ መዓዛ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ
መብርሂ

ደብረ መዓዛ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡

ትምህርቲ ደረጃ

ዲፕሎማን ልዕሊኡን

ተደላይይ ክእለት

ብሒሳብ / ብኢንግሊዝኛ ዝተመረቀ/ት

ልምዲ ስራሕ

ሓደ ዓመትን ልዕሊኡን ዘለዎ

መተሓሳሰቢ

1 ተወዳደርቲ ሙሉእ መረዳታ ከቅርቡ ኣለዎም፣

2 መመዝገቢ ዕለት ካብ 03/08/2011ዓም ክሳብ 08/08/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት

3 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 08/08/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00

4 ኣድራሻ መቐለ /ላጪ/ ደብረ መዓዛ  ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ወይ ፊት ልፊት ት/ቲ መሰቦ 2ይ ብርኪን መሰናድኦን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0987-396304 ምድዋል ይከኣል፡፡

Share this Post:
ድሕሪት