| ደብረ መዓዛ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሒሳብ መምህር እና ኢንግሊዝኛ መምህር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ደብረ መዓዛ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ዲፕሎማን ልዕሊኡን |
| ተደላይይ ክእለት | ብሒሳብ / ብኢንግሊዝኛ ዝተመረቀ/ት |
| ልምዲ ስራሕ | ሓደ ዓመትን ልዕሊኡን ዘለዎ |
| መተሓሳሰቢ | 1 ተወዳደርቲ ሙሉእ መረዳታ ከቅርቡ ኣለዎም፣ 2 መመዝገቢ ዕለት ካብ 03/08/2011ዓም ክሳብ 08/08/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 3 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 08/08/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 4 ኣድራሻ መቐለ /ላጪ/ ደብረ መዓዛ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ወይ ፊት ልፊት ት/ቲ መሰቦ 2ይ ብርኪን መሰናድኦን ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0987-396304 ምድዋል ይከኣል፡፡ |