ዕዳጋ መተሓባበሪ

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/
መብርሂ

ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ዕዳጋ መተሓባበሪ  ኣወዳዲርና ክንቆፅር ንደሊ፡

ትምህርቲ ደረጃ

 ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ ፐርቼይዚንግ፣ ማርኬቲንግ፣ ኣካውንቲንግ

ተደላይይ ክእለት

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ብባችለር ቀዳማይ ዲግሪ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካልኣይ ዲግሪ

ልምዲ ስራሕ

ካብ 4-6 ዓመት

መተሓሳሰቢ

 ሰራሕ ልምድን ተደላይ ክእለትን እተማለአኡ ተወዳደረቲ ካብ 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ 15/08/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ሓይሊ ሰብን ጥቅማጥቅምን ክትምዝገቡ ነፍልጥ፡፡

1 ኣባል ውድብ/ ደጋፊ/ ዝኮነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ኣብ ትሕቲኡ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ብምትሕብባር ናይቲ ክፍሊ ስራሕ ይትልም፣ የዋድድ፣ ይመርሕ፣ ይቆፃፀር

ስልኪ 0344-416731

Share this Post:
ድሕሪት