| ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ /ህ.ወ.ሓ.ት/ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ዕዳጋ መተሓባበሪ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ዕዳጋ መተሓባበሪ ኣወዳዲርና ክንቆፅር ንደሊ፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ማናጅመንት፣ ቢዝነስ ማናጅመንት፣ ፐርቼይዚንግ፣ ማርኬቲንግ፣ ኣካውንቲንግ |
| ተደላይይ ክእለት | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ብባችለር ቀዳማይ ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካልኣይ ዲግሪ |
| ልምዲ ስራሕ | ካብ 4-6 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ሰራሕ ልምድን ተደላይ ክእለትን እተማለአኡ ተወዳደረቲ ካብ 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ 15/08/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ህወሓት ሓይሊ ሰብን ጥቅማጥቅምን ክትምዝገቡ ነፍልጥ፡፡ 1 ኣባል ውድብ/ ደጋፊ/ ዝኮነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤ 2 ኣብ ትሕቲኡ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ብምትሕብባር ናይቲ ክፍሊ ስራሕ ይትልም፣ የዋድድ፣ ይመርሕ፣ ይቆፃፀር ስልኪ 0344-416731 |