በዓል ሞያ ሕጊ-4

ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ት
መብርሂ

ቢሮና ቢሮ ኮንስራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ኣብ ዳ/መንገዲ ምዕባለን ምም/ር ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብብርኪ ዕቤትን ብውሽጥን ደገን ዝውውር ከምኡውን ቁፃር ብሓይሊ ሰብ ክመልእ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታ  ይዕድም፡

ትምህርቲ ደረጃ

ብሕጊ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ 1ይ ዲግሪ ዝተመረቀ/ት

ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ዓይነት ትምህርቲ ኮይኑ 2ይ ዲግሪ

ተደላይይ ክእለት

ብሕጊ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ 1ይ ዲግሪ ዝተመረቀ/ት

ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ዓይነት ትምህርቲ ኮይኑ 2ይ ዲግሪ

ልምዲ ስራሕ

 ካብ 7-5 ዓመት ስራሕ ልምዲ

መተሓሳሰቢ

1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 26/07/2011 ክሳብ 02/08/2011 ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ

2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና 3ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 198 ኣብ ዳ/ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት

3 ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጂናል ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ውልቀ መመልከቲ ሒዝካ ምቅራብ የድሊ፡፡

4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብዝወፀ ምልክታ ይግለፅ፡፡

5 ተወዳደርቱ መረጋገፂ ብቅዓት ሲኦሶ ኤኦሲ ዝምልከተኩም እንተኮይን ዝሓፈ ምካኑ መረጋገፂ ዘቅርብ

Share this Post:
ድሕሪት