ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ት | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | በዓል ሞያ ሕጊ-4 |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 |
ቦታ | |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ቢሮና ቢሮ ኮንስራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ኣብ ዳ/መንገዲ ምዕባለን ምም/ር ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብብርኪ ዕቤትን ብውሽጥን ደገን ዝውውር ከምኡውን ቁፃር ብሓይሊ ሰብ ክመልእ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታ ይዕድም፡ |
ትምህርቲ ደረጃ | ብሕጊ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ 1ይ ዲግሪ ዝተመረቀ/ት ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ዓይነት ትምህርቲ ኮይኑ 2ይ ዲግሪ |
ተደላይይ ክእለት | ብሕጊ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ 1ይ ዲግሪ ዝተመረቀ/ት ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ዓይነት ትምህርቲ ኮይኑ 2ይ ዲግሪ |
ልምዲ ስራሕ | ካብ 7-5 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
መተሓሳሰቢ | 1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 26/07/2011 ክሳብ 02/08/2011 ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ 2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና 3ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 198 ኣብ ዳ/ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት 3 ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጂናል ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ውልቀ መመልከቲ ሒዝካ ምቅራብ የድሊ፡፡ 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብዝወፀ ምልክታ ይግለፅ፡፡ 5 ተወዳደርቱ መረጋገፂ ብቅዓት ሲኦሶ ኤኦሲ ዝምልከተኩም እንተኮይን ዝሓፈ ምካኑ መረጋገፂ ዘቅርብ |