ናይ ኮምፒተር መምህር

1ይ 2ይን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ናዝራዊ ኣካዳሚ
መብርሂ

ናዝራዊ ኣካዳሚ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብቀዋሚ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ኣይቲ /ICT/

ተደላይይ ክእለት

ኣይቲ /ICT/

ልምዲ ስራሕ

4ተ ዓመትን ልዕሊኡን

መተሓሳሰቢ

ካብ ዕለት 11/07/2011ዓ/ም ክሳብ  16/07/2011ዓ/ም ንክምዝገቡ ነፍልጥ፡፡

ፈተናን ምልመላን ዝካየደሉ ዕለት 16/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30

መመዝገቢ ሰዓት ኩሉገዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቅድሚ ሰዓት 2፡00-6፡00 ድሕሪ ሰዓት 8፡00-10፡00

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-107211

Share this Post:
ድሕሪት