| 1ይ 2ይን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ናዝራዊ ኣካዳሚ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ናይ ኮምፒተር መምህር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ መጋቢት 16, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ናዝራዊ ኣካዳሚ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብቀዋሚ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ኣይቲ /ICT/ |
| ተደላይይ ክእለት | ኣይቲ /ICT/ |
| ልምዲ ስራሕ | 4ተ ዓመትን ልዕሊኡን |
| መተሓሳሰቢ | ካብ ዕለት 11/07/2011ዓ/ም ክሳብ 16/07/2011ዓ/ም ንክምዝገቡ ነፍልጥ፡፡ ፈተናን ምልመላን ዝካየደሉ ዕለት 16/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 መመዝገቢ ሰዓት ኩሉገዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቅድሚ ሰዓት 2፡00-6፡00 ድሕሪ ሰዓት 8፡00-10፡00 ተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-107211 |