| ማሕበር ባህሊ ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ገንዘብን ንብረትን ደሓዚ-ት |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ታሕሳስ 18, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ፆታ
ብርኪ ትምህርትን ዓይነትን ዲፕሎማን ሊዕሊኡን
ተዳላይይ ክእለትን ኣግባብ ዘለዎ ልምዲ ስራሕ
ግልጋሎት ዘመን
|
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ኣብ ላዕሎ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒ ዝተማልኡ ኣመልከቲ ንዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ክትቀርቡ። ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት ካብ 15/04/2006 ክሳብ 18/04/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 1130 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማ.ባ.ት. ብውሽጢ ምልክታ ክግለፅ አዩ ምዝገባ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማ.ባ.ት ጥቃ መነን ሆቴል |