ሰራሕተኛ ቤት መፅሓፍቲ እና ዋርድያ ወዲ ተባዕታይ

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ
መብርሂ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ንዘለዎ ስራሕ ክፍቲ መደባት ብናይ ደገ ቁፃር ሓይሊ ሰብ ብቋዋሚ/ዝውውር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ብላይብራሪያን ሳይንስ ወይ ቴክኒክን ሞያን ዘርፍታት ዲፕሎማ /10+3/ ኮይኑ በሲኦሲ ሲቪል ባይ ሲቪል ዝሓለፈ/ት እና ናይ ዋርድያ 4ይ ክፍሊ ዝወድአ ኮይኑ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰደ፤

ተደላይይ ክእለት

ብላይብራሪያን ሳይንስ ወይ ቴክኒክን ሞያን ዘርፍታት ዲፕሎማ /10+3/ ኮይኑ በሲኦሲ ሲቪል ባይ ሲቪል ዝሓለፈ/ት እና ናይ ዋርድያ 4ይ ክፍሊ ዝወድአ ኮይኑ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰደ፤

ልምዲ ስራሕ

ብዲፕሎማ 2ዓመት ስራሕ ልምዲ እና ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰደ፤

መተሓሳሰቢ

ምዝገባ ካብ 03/07/2011ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011ዓ/ም ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ቁፀሪ 15 ምምዝጋብ ከምትክእሉ እናሓበርና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምዃና ንሕብር፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344- 418783 ምሕታት ይከኣል፡፡

Share this Post:
ድሕሪት