| ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ሰራሕተኛ ቤት መፅሓፍቲ እና ዋርድያ ወዲ ተባዕታይ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ መጋቢት 3, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ መጋቢት 9, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ንዘለዎ ስራሕ ክፍቲ መደባት ብናይ ደገ ቁፃር ሓይሊ ሰብ ብቋዋሚ/ዝውውር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብላይብራሪያን ሳይንስ ወይ ቴክኒክን ሞያን ዘርፍታት ዲፕሎማ /10+3/ ኮይኑ በሲኦሲ ሲቪል ባይ ሲቪል ዝሓለፈ/ት እና ናይ ዋርድያ 4ይ ክፍሊ ዝወድአ ኮይኑ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰደ፤ |
| ተደላይይ ክእለት | ብላይብራሪያን ሳይንስ ወይ ቴክኒክን ሞያን ዘርፍታት ዲፕሎማ /10+3/ ኮይኑ በሲኦሲ ሲቪል ባይ ሲቪል ዝሓለፈ/ት እና ናይ ዋርድያ 4ይ ክፍሊ ዝወድአ ኮይኑ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰደ፤ |
| ልምዲ ስራሕ | ብዲፕሎማ 2ዓመት ስራሕ ልምዲ እና ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰደ፤ |
| መተሓሳሰቢ | ምዝገባ ካብ 03/07/2011ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011ዓ/ም ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ቁፀሪ 15 ምምዝጋብ ከምትክእሉ እናሓበርና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምዃና ንሕብር፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344- 418783 ምሕታት ይከኣል፡፡ |