ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም
መብርሂ

ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ናይ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ፀሓፊት ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

ትምህርቲ ደረጃ

ኣድቫንስ ዲፕሎማ ወይ ዲፕሎማ ዘለዋ

ተደላይይ ክእለት

ኣድቫንስ ዲፕሎማ ወይ ዲፕሎማ ዘለዋ

ልምዲ ስራሕ

ካብ 4  ዓመት ክሳብ 6 ዓመት

መተሓሳሰቢ

ኣመልከትቲ ናይቲ መረዳታኩምን ስራሕ ልምድኩምን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ሲቪ ዋንኡን ብምሓዝ ኣብ ዋና ካምፓስ ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ፔርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 02/07/2011 ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንገልፅ፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-751301

Share this Post:
ድሕሪት