| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ መጋቢት 2, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ መጋቢት 9, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ናይ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ፀሓፊት ዓይነት ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| ትምህርቲ ደረጃ | ኣድቫንስ ዲፕሎማ ወይ ዲፕሎማ ዘለዋ |
| ተደላይይ ክእለት | ኣድቫንስ ዲፕሎማ ወይ ዲፕሎማ ዘለዋ |
| ልምዲ ስራሕ | ካብ 4 ዓመት ክሳብ 6 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | ኣመልከትቲ ናይቲ መረዳታኩምን ስራሕ ልምድኩምን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ሲቪ ዋንኡን ብምሓዝ ኣብ ዋና ካምፓስ ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ፔርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 02/07/2011 ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንገልፅ፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-751301 |