ካሜራ ማን

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ
መብርሂ

ቢሮ ፍትሒ ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ንሽድሽተ ወርሒ ክቆፅር ይደሊ፤

ትምህርቲ ደረጃ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10ተ2 ብሰቲፊኬት ዝተመረቀ ወይ ብስነ-ጥበብን ናይ ያሬድ ሙዚቃ ቤት ትምህርትን ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ ወይ ካልኣይ ዓመት ኮሌጅ ዝወድአ ወዘተ

ተደላይይ ክእለት

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10ተ2 ብሰቲፊኬት ዝተመረቀ ወይ ብስነ-ጥበብን ናይ ያሬድ ሙዚቃ ቤት ትምህርትን ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ ወይ ካልኣይ ዓመት ኮሌጅ ዝወድአ ወዘተ

ልምዲ ስራሕ

ካብ 5 ዓመት ክሳብ 9 ዓመት

መተሓሳሰቢ

1 መመዝገቢ ዕለት ካብ 27/05/2011ዓ/ም ክሳብ 01/06/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት

2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ዮቴክ ህንፃ 2ይ ደብሪ ፊት ለፊት ንደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 015

3 ዝቀረበ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዋንኡ ፎቶ ኮፒን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ዘይምለስን ከቅርብ ኣለዎ፤

4 ሲኦሲ ዝምልከት ብመምርሒ መሰርት ይፍፀም፤

5 ፈተና ዝወሃሉ ዕለት ንቀፃሊ ብዝወፅአ ምልክታ ይገልፅ

Share this Post:
ድሕሪት