| ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ካሜራ ማን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ የካቲት 1, 2011 |
| ቦታ | |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ጊዝያዊ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ቢሮ ፍትሒ ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ንሽድሽተ ወርሒ ክቆፅር ይደሊ፤ |
| ትምህርቲ ደረጃ | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10ተ2 ብሰቲፊኬት ዝተመረቀ ወይ ብስነ-ጥበብን ናይ ያሬድ ሙዚቃ ቤት ትምህርትን ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ ወይ ካልኣይ ዓመት ኮሌጅ ዝወድአ ወዘተ |
| ተደላይይ ክእለት | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10ተ2 ብሰቲፊኬት ዝተመረቀ ወይ ብስነ-ጥበብን ናይ ያሬድ ሙዚቃ ቤት ትምህርትን ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ ወይ ካልኣይ ዓመት ኮሌጅ ዝወድአ ወዘተ |
| ልምዲ ስራሕ | ካብ 5 ዓመት ክሳብ 9 ዓመት |
| መተሓሳሰቢ | 1 መመዝገቢ ዕለት ካብ 27/05/2011ዓ/ም ክሳብ 01/06/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ዮቴክ ህንፃ 2ይ ደብሪ ፊት ለፊት ንደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 015 3 ዝቀረበ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዋንኡ ፎቶ ኮፒን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ዘይምለስን ከቅርብ ኣለዎ፤ 4 ሲኦሲ ዝምልከት ብመምርሒ መሰርት ይፍፀም፤ 5 ፈተና ዝወሃሉ ዕለት ንቀፃሊ ብዝወፅአ ምልክታ ይገልፅ |