ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ኦፊሰር
ቢሮ ትልምን ፋይናንስንመብርሂ
ዘድሊ ዓይነት ትምህርቲ
ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን
ብኣካውንቲግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብዕደጋ ፕሮኩሩመንት ማናክመንት፣ ብፐርቸይዚንግ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብባንኪን ኤንድ ኢንሹራንስ
ንብ.ኤ 6+ ዓመትን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
ን ኤም.ኤ 4+ ዓመትን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ
መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎሐዋ
ትምህርቲ ደረጃ
ተደላይይ ክእለት
ልምዲ ስራሕ
መተሓሳሰቢ
መተሓሳሰቢ
-
ተወዳደርቲ ዘለዎም መረዳእታ ዋናን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም።
-
ተወዳደርቲ ብኣካል ናይ መረዳእታ ብሰብ ምልኣክን ምምዝጋብን ይክእሉ
-
ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 08/04/2006 – 21-04/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት
-
ፈተና ዝውሃበሉ ዕለትን ሰዓትን ብናይ ውሽጢ ምልክታ ክግለፅ እዩ
-
ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 1-11
ምስ ሰላምታ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
Share this Post: