| ቢሮ ትልምን ፋይናንስን | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ኦፊሰር |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ታሕሳስ 21, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 6-3 -8 16-3-9 |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 2 |
| መብርሂ | ዘድሊ ዓይነት ትምህርቲ ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብኣካውንቲግ፣ ብማናጅመንት፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ብዕደጋ ፕሮኩሩመንት ማናክመንት፣ ብፐርቸይዚንግ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ብባንኪን ኤንድ ኢንሹራንስ ንብ.ኤ 6+ ዓመትን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ን ኤም.ኤ 4+ ዓመትን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎሐዋ |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ
ምስ ሰላምታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን |