መተሓባበሪ ግብኣትን ሓድሽ ምህርትን

ሰላም ማቴኔላ ቴራዞ ፋብሪካ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ
መብርሂ

ትካልና ሰላም ቴራዞ ፋብሪካ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ብዘሎ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ።

ትምህርቲ ደረጃ

ብኮንስትራክሽን ማናጅመንት ወይድማ ብተመሳሳሊ ብTVET ወይድማ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ 

ተደላይይ ክእለት

ብኮንስትራክሽን ማናጅመንት ወይድማ ብተመሳሳሊ ብTVET ወይድማ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ

ልምዲ ስራሕ

ዜሮ ዓመት ንላዕሊ

መተሓሳሰቢ

ምዝገባ ቦታ :ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ሓሚዳይ ጣብያ ኢንዱስትሪ ዝርከብ ቁፅሪ 2 ፋብሪካና

 ምዝገባ ዕለት: ካብ 07/05/2011ዓ/ም ጀሚሩ ንተኸታታሊ ሓሙሽተ (5) መዓልታት                        ስልኪ ቁፅሪ 0975-492757/0972-118782/0342-405117       



                      

Share this Post:
ድሕሪት