| ሰላም ማቴኔላ ቴራዞ ፋብሪካ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | መተሓባበሪ ግብኣትን ሓድሽ ምህርትን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ሶኒ ጥሪ 6, 2011 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ቀዳም ጥሪ 11, 2011 |
| ቦታ | 1 |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 1 |
| መብርሂ | ትካልና ሰላም ቴራዞ ፋብሪካ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ብዘሎ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ። |
| ትምህርቲ ደረጃ | ብኮንስትራክሽን ማናጅመንት ወይድማ ብተመሳሳሊ ብTVET ወይድማ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ |
| ተደላይይ ክእለት | ብኮንስትራክሽን ማናጅመንት ወይድማ ብተመሳሳሊ ብTVET ወይድማ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ |
| ልምዲ ስራሕ | ዜሮ ዓመት ንላዕሊ |
| መተሓሳሰቢ | ምዝገባ ቦታ :ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ሓሚዳይ ጣብያ ኢንዱስትሪ ዝርከብ ቁፅሪ 2 ፋብሪካና ምዝገባ ዕለት: ካብ 07/05/2011ዓ/ም ጀሚሩ ንተኸታታሊ ሓሙሽተ (5) መዓልታት ስልኪ ቁፅሪ 0975-492757/0972-118782/0342-405117 |