ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ተቆፃፃሪ ሳይት መሃንዲስ |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ሰሉስ ነሓሰ 27, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ዓርቢ ነሓሰ 30, 2006 |
ቦታ | መቐለ ምም/ር ህንፃ ፀገዴ ሆስፒታል ኣክሱም መሬት ምም/ር ህንፃ ሽረ መሬት ምም/ር ህንፃ ዓዴት ሆስፒታል እንትጮ ምም/ር ህንፃ ዓዲ ረመፅ ሆስፒታል ዓዲግራት መሬት ምም/ር ህንፃ አፅቢ ሆስፒታል መረብ ለኸ ቲቪቲ ዓዲጉዶም ሆስፒታል ዓዲ ረመፅ ቲቪቲ እንትጮ ሆስፒታል ሰለኽለኻ ሆስፒታል አፅቢ ቲቪቲ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 15 |
መብርሂ | ምልክታ ንደለይቲ ኩንትራት ቑፃር ስራሕ ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ብዋና ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽን ኣብ ዝትፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ንዝሀንፀን ዘሎ ፕሮጀክትታት ናይ ሳይት ተቆፃፀርቲ ሳይት መሃንዲሳት ብኩንትራት ቆፂሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንደለይቲ ስራሕ በዚ ምልክታ 'ዚይዕድም:: ዓይነት ስራሕ : ኩንትራት ፕሮጀክት ክሳብ ዝዉዳእ ስራሕ ልምዲ : 0 ዓመት ተደላይ ክእለት: 1ይ ዲግሪ ብ ስቪል መሃንደስ ስራሕ ቦታ
|
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ
|