| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| መፀውዒ መደብ | ክኢላ ስታቲሻን |
| ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሓምለ 25, 2006 |
| ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሶኒ ሓምለ 28, 2006 |
| ቦታ | ዞባ ደ /ምብራቅ ዞባ /ምብራቅ ዞባ ሰ /ምዕራብ ዞባ / ምዕራብን |
| መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | |
| መሃያ | |
| ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
| ብስራሕ መደብ | |
| ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ብዝሒ | 4 |
| መብርሂ | ኣብ ላዕ/ቤ/ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ኪኢላ ስታቲሻን ሰራሕተኛታተ ኣወዳዲሩ ከዕቢ /ከዛዉር/ ክቖፅር ይደሊ:: ልምዲ ስራሕ - ዲግሪ ብ Statistics ብ Economics ዝተመረቐት 6 ዓመትን ብስታቲሻን ዝሰርሐት COC ዝምልከተኩም ዝሐለፈ ጥራሕ ይወዳደር:: |
| ትምህርቲ ደረጃ | |
| ተደላይይ ክእለት | |
| ልምዲ ስራሕ | |
| መተሓሳሰቢ | ነዚ ረቆሓ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 22/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 28/11/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናል መረዳእታእኩምን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ አብ 4ቲአን ዞባታት እናመፃእኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር
|