ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ | |
---|---|
መፀውዒ መደብ | ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን |
ዝወፀሉ መዓልቲ | ዓርቢ ሓምለ 25, 2006 |
ዝዕፀወሉ መዓልቲ | ሰሉስ ሓምለ 29, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
መደብ ምፍለይ ቁፅሪ | 5-7-2 |
መሃያ | |
ብዓይነት ስራሕ | ቐዋሚ |
ብስራሕ መደብ | |
ብኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ብዝሒ | 1 |
መብርሂ | ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ወይ ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪን መሃያን ዘለኩም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስትን ብዝዉዉር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም:: ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት ብሴክሬታልሪያል ሳይንስን ምም/ር ቢሮን " ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲንተም " ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጅን ናይ 10ተ2 /ሰርቲፍኬት/ ወይ ለቭል II ናይ 4 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎዋ ወይ ብቅዓት መመዘኒ ዝሐለፈት:: ወይ - ብሴክሬታልሪያል ሳይንስን ምምር ቢሮን "ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም" ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ናይ 10ተ3 ወይ ለቨል III (ዲፕሎማ) ናይ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ COC ወይ ብቅዓት መመዘኒ ዝሐለፈ/ት::
|
ትምህርቲ ደረጃ | |
ተደላይይ ክእለት | |
ልምዲ ስራሕ | |
መተሓሳሰቢ | መተሓሳሰቢ
|